⚡ AI Quick Summary
* ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ናይ ፕሪንተር ቀለም (Laser Jet pro4003 dn 151A) እና ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፍሌሽ ሚሞሪታት (SanDisk 16GB, 32GB, 64GB) ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ካብ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ተኸፋሊ ግብሪ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬትን ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ይግባእ።
* መወዳደሪ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 29/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅድም ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ክቐርብ ኣለዎ።
* ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክገብሩ ዘለዎም ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ዓዲ ሓቂ ሕንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 (ስ.ቁ 0344401875) ምቕራብ ይከኣል።

ዕለት 27/09/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 18
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕልናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/09/2018 ክሳብ ዕለት 29/09/2018ኣብ ዘሎ ስዓት
4፡30 ቅድም ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን
ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Laser Jet pro4003 dn ናይ ፕሪተር ቀለም | 151A | ብቁፅሪ | 03 | ||
| 2 | ፍሌሽ ሚሞሪ (San Diisk) | 64 GB | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 3 | ፍሌሽ ሚሞሪ (San Disk) | 32 GB | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 4 | ፍሌሽ ሚሞሪ (San Disk) | 16 GB | 05 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875