Tigray Region Militance office

ፃውዒት ፐሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል CE 100 L ዝኾነት ተሽከርካሪት /መኪና/ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ አቕረብቲ አካላት ወይም ትካላት በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተቕሰ ሜላ ዕደጋ ውዕል አሲሩ ንምዕዳግ እቲ ዝርዝር ቐሪቡ አሎ::


ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ኢንቴክ13211-6402004
2ኤግዚስት ቫልቭ13715-6403004
3ቫልቭ ሲል90913-0209408
4ኖዝል23620-69045ብቁፅሪ04
5ጉል ፕላግ19850-64031ብቁፅሪ04
6ዘይቲ ሞተርቶታልብጋሎን03
7ኢንጀክሽን ፓምፕሴት01
8ስሊንደር ሄድ11101-64160ቁፅሪ01
9ቴስታታ11 115 -60121ብቁፅሪ01
10ራዲያተር16 400-64720ብቁፅሪ01
11| ፖስትሽኦርጅናልብቁፅሪ01

1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ ;

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል : ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

3. ፃውዒት ግልፂ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 26/9/2018 ዓ.ም ክሳብ 3/10/2018 ዓም ።

4. ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋግ ስኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 3000 ብር/ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእል

5. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/10/2018 እንትኾን እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 3/10/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት ;

6. ቢሮና እቲ ጨረታ ብኸፊል ኾነ ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መብተቱ ዝተሓለወ ኢዩ ።

7. እቲ ብጨረታ አሸናፊ ዝኾነ ኣካል ውዕሊ ዓሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

8. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣብ ዳ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳራት/ ቢሮ ቑፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዘይምለስ ብር 100 / ሓደ ሚኢቲ ብር/ ኸፊሉ ይወስድ :