Tigray Youth Association

ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ኣብብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ : ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልአ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርብ።

2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን።

3. ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝዝር ሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ።

4. መኽበሪ ጨረታ ብር 30000(ሰላሳ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከአቲ ዝኸእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐሰ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት01/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት።

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 10 ፋ/ም ም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኸእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ሽም፣ ኣድራሻ ፊርማ፣ማህተም ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሳዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንሰ ፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር።

9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋደይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከውን ንጨረታ መክበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።

10. ኣሸናፊ( ሳዓራይ ) ዝኮነ ተወዳዳራይ 3% ዊዝ ሆልዲንግ ይኸፍል።

11. መቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ.

ስ. 0914131548/ 0914022473 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ግልፂ ጨረታ

ተ.ቑ.ዝርዝር ኣቑሑትዝበፅሐሉ ቦታመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ንእሽተይ ማይከተማ ዓዲግራት3792
2ንእሽተይ ማይጉሎ መኸዳ1256
3ንእሽተይ ማይውቅሮ1884
4ንእሽተይ “ሃይሓውዜን ከተማ628
5ንእሽተይ ማይሓውዜን ገጠር1256
6ንእሽተይ ማይኣፅቢ ከተማ628
7ንእሽተይ ማይኣፅቢ ግር628
8ንእሽተይ ማይስሓ ሳዕስዕ1256
9ንእሽተይ ማይዕዳጋ ሓሙስ646
10ንእሽተይ ማይኣሕፈሮም628
11ንእሽተይ ማይዓድዋ ከተማ3140
12ንእሽተይ ሃይዓድዋ ገጠር1256
13ንእሽተይ ማይ1884
14ንእሽተይ ሃይሓሓይለ ዓብዪ ዓዲ628
15ንእሸተይ ማይቆላ ተምቤን628
16ንእሽተይ ማይደጉዓ ተምቤን1256
17ንእሸተይ ማይሃገረ ሰላም628
18ንእሽተይ ማይሽረ ዳስላሴ3160
19ንእሽተይ ማይኣስገደ4396
20ንእሸተይ ሃይሸራሮ1256
21ንእሽተይ ማይሳምረ1256
22ንእሽተይ ማይማይው2512
23ንእሽተይ ማይሰለዋ637
24ንእሽተይ ማይሃገረ ሰላም628
25ንእሽተይ ማይታ ኣድያቦ628
ጠቅላላ ድምር36,495