Tigray Seed Enterprise

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 07/2018

ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ሞተርሳይክል ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦

ተ.ቑ.ዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ሞተርሳይክል➢ ልዕሊ 140 ኪሎ ሜትር ትጎዓዝ
➢ ሓደ ባትሪ ሊታየም ኣዮን ዘለዋ
➢ ፍጥነት 50 ኪሎ ሜትር ብሰዓት ➢ ቻርጅ ትገብረሉ 4 ሰዓት
➢ ትሽከሞ ክብደት 150 ኪሎ ግራም
➢ኣቑሑት መትሓዚ ሳፁን ዘለዋ
ቑፅሪ01
2ሄልሜትቑፅሪ01

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 22/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም --

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ መጋቢት/2018 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፣

A ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል፤ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን፤

➢ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 22/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 914 72 37 52 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤