Ganta Afeshum Woreda Planning and Finance Office

1 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ዝተመዝገበ ከምእዉን ወርሓዊ ዲክሊር ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 7/9/2018 ዓም ክሳብ 27/9/2018 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዉድቂ ይከዉን

9 ደኩመንት ንፁር ዝኮነ ፎቶ ከፒ ከቅርብ አለዎ : ሚኒማይዝ ደኩመንት ኣይፍቀድን

10 ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሕተም ክህልዎ አለዎ

11 እቲ ዝሰራሕ ፈርኒቸር ቅድሚ ምዉድኡ ካብ ኩሎም ንብረታት ሳምፕል ምስራሕ ወይድማ መርኣይ ሳምፕላት ሐደሐደ ከቅርብ ዝክእል

12 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንብስወከፍ ብፖስታ ዓሺጉም ከቅርቡ አለዎም እንተዘይኮይኑ ንዝመፅ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን

13 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኩሉን ጣብያታት ከቅርቡ ዝክእሉ ከቅርብ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344450325 / 0914135459