ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ _ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
| ቁ/ታ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ ድሌት ተጠቀምቲ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠ /ዋጋ ብር | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ መኪና ባትሪ ኤክስ ፕሮ 60 ኣምፔር | ብሳምፕል መሰረት ቐይሕ መትሐዚኡ | ቁፅሪ | 03 |
✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኸእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤
✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፤
✓ ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/09/2018ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/09/2018ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30
✓ ሰዓረይ ዝኾነ ኣብ ዉሽጢ 1መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፤
✓ እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኾይኑ ይቑፀር፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤
ኣድራሻ: _ ጎዳና ሰማእታት ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 268 ብስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 ወይ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።