ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርዲ ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ናይ መስተ ማይ ሕጋዊ ብቅዓት ዘለኩም

4 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ አለዎም

5 ዝወዳደሩ መቅረብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ሪፖርት ዝገበረሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 15000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ኮይኑ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ሰነድ መሸጢ ዋጋ ብር 200 ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 30 መዓልቲታት ይከዉን

9 ተጫራታይ መሉእ መሳርሒ ወይድማ ንብረት ይኩን ናይ ኢድ ዋጋን ጉልበትን ሙሉእ ዝረገሐ መሰተ ማይ ዘካይድ

10 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 10/9/2018 ዓም ክሳብ 17/9/2018 ዓም ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/9/2018 ዓም ሰዓት 5:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 6:00 ይክፈት

10 ተጫረቲ አብ ዘቅርብዎ ሰነድ ኣድራሽኦም ፊርሞምን ማህተሞምን ከዕርፉ ይግባእ

11 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሳንዱቅ ምክፈቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

12 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0914162205 0914160747