GEREB STEDO ELEMNTERY SCHOOL
⚡ AI Quick Summary
* ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ናይ ቤተ-ፈተነ ከሚካላትን ኣቑሑትን፣ ናይ ማይ ትቦ ማቴሪያላት፣ ናይ ሕክምና ኣቑሑት፣ ፍርናሽ፣ ላፕቶፕ፣ ፕሮጀክተር፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታትን ዲጂታል ባውዛን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኸፈሉ ሕጋዊ ነጋዶ ክሆኑ ይገባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 3/9/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቤት ትምህርቲ ብ100 ብር ብምዕዳግ ምውሳድ ይካኣል።
* ጨረታ ብዕለት 15/9/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ वा ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት።

ምልክታ ጨረታ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረታት
1ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላላዩ ከሚካላትን ኣቅሑት ቤተ ፈተነን
2ንማይ ትቦ ንምዝርጋሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ማቴራላት
3ንፈረስት ኤድ መውሀቢ ዘገልግሉ ናይ ሕክምና ማቴራላት
4ፍርናሽ
5ኮፒተር ላፕቶፕ ፕሮጀክተር
6ናይ ዕሕፈት መሳሪሕታት
7ድጂታል ባውዛ ወዘተ

ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ነጋዶ ካብ ዕለት 3/9/2018 ክሳብ 17/9/2018 ዓ.ም ካብ ቤት ትምህርቲ ዝርዝር ሰነድ ትጫረትዎ ኣቕሑት 100ብር ብምዕዳግ ንክትጫረቱ ንዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/9/2018ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ዝኸፈተሉ ዕለት 15/9/2018ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውሉ ይኸውን፡፡

ምስ ሰላምታ

ቤት ትምህርቲ ገረብፀዶ