Mekelle middle court

ዕለት 03D/ 09/2018 ዓ/ም

ዕ/ፋ/ን/ምም/ርቁ 0019/2010 ዓ/ም 

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ናይ ስፔር ኣቁ ሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን፣ናይመቐረባይነት ሰርቲፊኬት፣ናይ ግብሪ ክፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኸእሉ፡

2. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይከኣልን “

3. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም

4. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6. ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕደጋ ክፍሊ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 206

7. ሰነድ ጨረታ ብነፃ ምውሳድ ይኽእሉ እዮም

8. ጨረታዝወፀሉ ዕለት 03/9/18 ዓ/ም ክሳብ ዕለት5/9/18 ዓ/ም ሰዓት4፡30

9. ጨረታ ዝኸፈተለ ዕለት 6/9/18 ዓ/ም ይኸውን ሰዓት 3፡00

10. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል 10.ኣድራሻ ኣብ ከባቢይ ወያነ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጅብሩክ ወይራ ሆቴል ዝነበረ

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁዕሪ 0344-405093 ይደውሉ ፡፡

12. እዚ ክትመልኡ እንተለኩም ኣብ ስቶር ዘለኩም ጥራሕ

13. ብትክክል ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅረቡ ዝክእሉ

ተ/ቁዝርዝር ዝዕደግ ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1አለች ማስተርD22ቁፅሪ01
2አየር ካለ ነር ኤለመንትD22ቁፅሪ01

መብርሂ . ካብ ዝሓተትናዮ ስፐሰፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

ቅጥዒ ዝመልኣ ነጋዳይ

ሽም -

ፌርማ

ሓላፍነት፡-