⚡ AI Quick Summary
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 07 ብሳምፕል መሰረት ዝኾኑ ኤሌክትሪካል ቦይለራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) መረጋገፂን ከቕርቡ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ ዕለት 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 05/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣየር ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 06/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት።
* ተወዳደርቲ ሰነዶም ብፖስታ ኣሺጎም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ከእትዉ ዝኽእሉ ኮይኖም፣ ዘሸነፈ ኣካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ሓፂር መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ
ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቦይለር | ኤሌክትሪካል ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 07 |
➢ እንክተሎም መምርሒ:
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ዕለት 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/09/2018 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 06/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ክቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ