⚡ AI Quick Summary
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዘልኦም እዩ።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 06/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ፣ በዚ ዕለት 06/09/2018 ዓ.ም ብሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ትካል ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲታት ንብረት ኣታዊ ክገብር ዘለዎ ኮይኑ፣ ዝቐረበ ዋጋ ን7 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ቤት ምኸርን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ድሌት መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | OIL filter | 90915-YZZD2 | 3 | |||
| 2 | FUEL FILTER | 23390-OL041 | 3 | |||
| 3 | BRAKE MSTER CYLINDER | 47201-09210 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 4 | BOOSTER ASSY BRAKE | 44610-09820 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 5 | Suspention sterat support Bearing front | 9683738980 | ቁፅሪ | 2 |
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከተሓሕዝ
ዝኽእል ።
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 3/9/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/9/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በዚሁ ዕለት 6/9/2018 ዓ/ም ሰዓት 330 ተዓሺጉ ስዓት 4፡00 ይኸፈት ፡፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽ ኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።
4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል "
7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ።
8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡
9. ዝሓሸ መማረፂ እንተተረኹቡ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
0344-406747/0344-408501/0344-406839