Shiraro Shopping Center Share Company Office

1 እዚም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ካብ ዕለት 30/8/2018 ዓም ክብ 14/9/2018 ዓም አብ አየር ፀኒሑ ዕለት 14/9/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ጨረታ ስለዝካየድ መፂእኩም ክትሳተፉ ይዕድም

2 ዝርዝር ንብረት ናይ ጀነሬተር መክበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ : ካብ 21 ብክልተ ኢንች ክሳብ 4 ኢንች ዘሎ ትቦ 20000 ብር : ቁርፅራፅ ሓፂን መፂን ካብ ንእሽተይ ክሳብ ዝዓበየ ታንከር መገጣጠሚ : ሞተር ሳይክልን : ፈርኒቸርን ጣዉላታትን ፒፐኣር ናይ ሻወር ሽንት ቤትን ኤች ዶቢ ትፖ ባዓል 32 mm ትቦ ጎማ ካልኦት ሓዊስካ 30000 ብር

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ መዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ይግባእ

4 ተጫራታይ ድሕሪ 10 ተከታታሊ መዓልቲ እንድሕር ዘይምፀአ ዘትሓዞ ትሕጃ አታዊ ይከዉን

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ