Tigray Region Militance office
⚡ AI Quick Summary
* ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ከምኡ እውን ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ወረቐት ምስክር ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 30/8/2018 ዓ.ም ክሳብ 5/9/2018 ዓ.ም እዩ።
* እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 5/9/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:30 ኣብቲ ኣብ ኮሚሳራት ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ይኸፈት።

ፃውዒት ፐሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም አቕሑት አቕረብቲ አካላት ወይም ትካላት በቲ አብ ላዕሊ ዝተቕሰ ሜላ ዕደጋ ውዕል አሲሩ ንምዕዳግ ከምዝስዕብ እቲ ዝርዝር ቐሪቡ አሎ ::


ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ቴስታ ጋስኬት11111 64121ቁፅሪ01
2ራድያተር16400 64720ቁፅሪ01
3ፓስትሽኦርጅናልቁፅሪ01
4ፓድ ቤት04465-26440ሴት01
5ቪኬትሴት01
6ኤር ክሊነር17801-91160ቁፅሪ01
7ፊልትሮ ናፍጣ23390-11240ቁፅሪ01
8ፊልትሮ ዘይቲቁፅሪ01
9ዘይቲ ሞተርብጋሎን03

1. ተወዳደርቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ::

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል::

3. ፃውዒት ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ዕለት 30/8/2018 ዓ.ም ክሳብ 5/9/2018 ዓ.ም::

4. ፃውዒት ፕሮፎርማ ዝርአየለ ዕለት 5/9/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት::

5. እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ;;

6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ይርከብ::