Axum Polytechnic College

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም : ምስክር መዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምእዉን ኣብ መቅረብቲ ፀብፃብ ግብሪ ናይ ዝሐለፈ መጋቢት 2018 ዓም ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝክእሉ

4መወዳደሪ ሐሳብ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 26/8/2018 ዓም ክሳብ 11/9/2018 ዓም ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ አክሱም ክበፅሕ አለዎ

5 እቲ ጨረታ 11/9/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

6 ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት: መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ :ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምእዉን ዋጋ ዝተመልአሉ ሰነድ ብሐደ ቅዳሕ ተገይሩ ዋና እቲ ሰነድ ንበይኑ ኣብ ሐደ ፖስታ ክልተ ቅዳሕ ቀዳማይ ቅዳሕን ካልኣይ ቅዳሕን ተባሂሉ ነንበይኖም ብፖስታ ብምዕሻግ ሰለስቲኦም ፖስታታት ኣብ ሐደ ፖስታ ብምዕሻግ ስም ክታም ማህተምን ብምግባር ከቅረቡ አለዎም

7 ናይ ኣቅሑት መረከቢ ቦታ ዳይሬክቶሪት ዳይሬተር ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ኣከሱም ምምሕዳር ማይ ኩሖ ከይኑ ዕድጊት ከብ ዝተአዘዘሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 12 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከረክብ ዝክእል

8 እቲ ኣቅራቢ ጠቅላላ ዋጋ ብኣሃዝን ብፊደልን ክፅሕፍ አለዎ

9 ብኣሃዝን ፊደልን ዝተፅዝተገለፀ ዋጋ ፍልልይ እንተሃለዩ እቲ ብፊደል ዝተገለፀ ተቀባልነት ይህልዎ

10 ተጫረቲ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ዘየድሎም እንትከዉን ዝሰዓረ ኣካል ንዝሰዓሮ ንብረት ብእዋኑ እንተዘይአረኪቡ ብፊደራል ዕድጊት መምርሒ ቁፅሪ 649/2009 ኣድላይ ስጉምቲ ዝዉሰዶ ምካኑ ንሕብር

11 ሰዓራይ ተጫረቲ እቲ ኣቅሑት ሉእ ብመሉእ ብዉዕሊ መሰረት ምእታዉን ምጥንቃቅን ምስተረጋገፀ እንተበዝሐ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ክፍሊት ይዉሃቦ

12 ኣቀርበቲ ዝፀሓፍዎ ነፀላ ዋጋ ወይ ጠቅላላ ዋጋ ታክስ ዝሐወሰን ዘይሐወሰን ምካኑ ክገልፁ አለዎ

13 ታክስ ብትክክል እንተዘቀሚጡ ዝቀረበ ዋጋ ታክስ ከምዝሐዉስ ተገይሩ እቲ ዉድድር ይቅፅል

14 ግዝኢት ፈፃሚ ቤት ዕዩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ቅድሚ ምፍርራሙ ናይቲ ኣቅሐ ጠቅላላ ብዝሓት እስክብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

15 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብስፒኦ ጥራሕ ምስቲ ሰነድ ጨረታ ክቀርብ አለዎ

16 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914774370 0979416627 0923454409