Truth Chemical Factory

ምልክታ ጨረታ

ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ ዕለት 2/9/218ዓ/ም ስዓት 4:00 ሕጋዉያን ተጫራቶ ኣብ ዘስዉሱ ይኸዉን። እቲ ጨረታ በቲ ዝድስ እንተዘይኸይዱ እቲ ትካል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስ እዩ።

ዝርዝር ዓደነት ጎማ

ተ/ቁዝርዝር ዓይነት ጎማብርኪመዐቀኒበዝሒመስዐሲ ዋጋ
1ቐስበት1ይ ብርኪ12*20157000
2ቐስበት2ይ ብርኪ12*20195000
3ቲፕስስ1ይ ብርኪ12*20187000
4ቲፕስስ2ይ ብርኪ12*20285000

ኣድራሻ ቐበሌ 17 ጥቃ ኣክሱም ሆቴል ጎድኒ ማይክሮሊንክ ኮሌጅ 

ስልኪ ቁፅሪ 0939055617