Doctor Teweldel Legesse Health Science College
⚡ AI Quick Summary
• ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳረሒታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ዘለዎምን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ክሆኑ ኣለዎም።
• ዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ ፖስታ ካብ ዕለት 14/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/08/2018 ዓ.ም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክግበር ኣለዎ።
• እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 16/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።
• ኮሌጁ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55 ምድዋል ይካኣል)።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/9502/18 

ዕለት14/08/18ዓ/ም

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳረሒን ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

❖ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዋ

➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡

➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 14/08/18ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/08/18ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 16/08/8 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55