Mekelle Water Supply Office
⚡ AI Quick Summary
* ዕላማ ጨረታ፡ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ 500 ብዝሒ ዘለዎ እስኮፓ ፕላስቲክ መፅረጊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ዘድልዩ ሰነዳትን ረቛሒታትን፡ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኮፒን ናይ ግብሪ ከፋሊ (TIN) ማስረጃን ምቕራብ ግደታ እዩ።
* ዕለታት ጨረታ፡ እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/07/2018 ዓ.ም እዩ።
* ናይ ምብፃሕ ግዴታ፡ ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣጋዒዙ ናብቲ ቤት ፅሕፈት መኽዝን ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለዎ።
* ኣድራሻ፡ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344407335 ምድዋል ይካኣል።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 31/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና አብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝርከቡ ናይ ማይ አጋንእ መፅረጊ ግልጋሎት ዝውዕል እስኮፓ ፕላስቲክ መፅረጊ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23135 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 07/07/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

✓ ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

✓ ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

✓ ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

✓ -እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

✓ ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1እስኮፓ ፕላስቲክ መፅረጊpcs500

NB.

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃንሕብር። 

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 8/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/07/2018 ዓ/ም.

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መአዘጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል