Tigray Health Bureau
⚡ AI Quick Summary
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 25 ብላሜራ ዝስርሑ ዓንድታት ኣቕሪብካ ናይ ምግጣም ብረታ ብረት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ከወዳድር ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ’ውን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 03/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ብፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር-C ክኣቱ ዝፀንሕ ኾይኑ፣ ብዕለት 04/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይኽፈት።
* ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልቲ ንብረት ኣቕሪቡ ብዲዛይን መሰረት ክገጥም ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ብረታ ብረት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ዓንድታት ብላሜራ ኣቅሪብካ ምግጣምዝርዝር ስራሕቲ
1. ዓቐን ላሜራ ቅድሚ ምሽብሻብ ምትዕፅፃፍ1 ሚ.ሜ2 ሜ1.25 ሚ.ሜ
2. ብላሜራ ዝሽፈኑ ዓንዲታት በዝሒ 9
3. ብዲዛይን መሰረት ንምሽፋን ዝስርሑ ስራሕቲ
+ ላሜራ ብማሽን ምቁራፅ ምዕፃፍ ምዕራብን ምልሓምን
4 ንምትሕሓዝ ዘድሊ ኣንግል ባር ሓፂናት ምጥቃም
♦ ቐለም ምልካይ ፀሊም ናይ መኪና ቀለም ብኮምፕረሰር ምቕባእ
ቑፅሪ25


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 01/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 04/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ናብ ቢሮ ኣቅሪቦም ብዲዛይን መሰረት ክገጥሙ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ