⚡ AI Quick Summary
* ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ 50 ፓድ CRV (ቅብሊት) ብሕትመት ንምስራሕ ብፕሮፎርማ የወዳድር።
* ዘድልዩ ሰነዳት: ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ (TIN)ን ሕጋዊ ደረሰኝን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ምቕራብን ምኽፋትን ግዜ: ፕሮፎርማ ካብ 21/06/2018 ክሳብ 26/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ መዓልቲ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት።
* ቦታ: ናይ ባዕልኹም ሰነድ ብምምላእ ኣብ ቀበሌ 15 (ጎኒ ከነማ ፋርማሲ) ኣብ ዝርከብ ትካል ምቕራብ ይከኣል።
* ተወሳኺ ቅድመ-ኩነታት: ተወዳደርቲ ናይቲ ትካል ሳምፕል ርእዮም ዋጋ ዝመልኡ ክሆኑ እንተለዉ፡ ሰዓራይ ዝተበህለ ድማ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኣለዎ።

ፕሮፎርማ ሕትመት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 01 | (CRV)ቅብሊት ፓድ | ፓድ | 50 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ In number)፣ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ
2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 21/06/2018 እስካብ 26/06/2018 ዓ/ም 4፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት
3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል።
4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም አብ 15 ቐበሌ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡
5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን።