⚡ AI Quick Summary
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መላዋወጢ ኣቕሑት (Bush, Cable Assy, Hose Flexible) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርቲፊኬት ኮፒ ዘለዎም ክኾኑ ዝግቦኦም ኮይኑ መረዳእታኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ኣለዎም።
* ዝቐርብ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ብንፁር ክግለፅ ኣለዎ፤ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ ኣቕሑት ክህብ ኣለዎ።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 12/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 13/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ይኸፈት።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መላዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38468 | 1 | Bush Front Lower Arm | 48655-0k040 | Pcs | 2 | |||
| 2 | Bush Front Lower Arm | 48654-0k040 | Pcs | 2 | ||||
| 3 | Cable Assy parking Brake | 46410-0k040/1 | Pcs | 1 | ||||
| 4 | Hose Flaxible | 90947-02891 | Pcs | 1 |
_ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።
_እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።
_ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/06/2018-12/06/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ፡፡
_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት13/06/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።
_ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።