Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise
⚡ AI Quick Summary
* ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 6 ብዝሒ ዘለዎም ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ (7.5*16 Addis Tyre) ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዓድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ቫት (VAT) ምዝገባ ወረቐትን ዘለዎም ክሆኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ 28/05/2018 ዓ/ም ክሳብ 02/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ እዩ።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ዝተኣዘዘ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ኣትሒዙ ከረክብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።

ን3 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።

5. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 28/05/2018 ክሳብ 02/06/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1Tyer with inner Tube7.5*16pcs06Addis Tyer