ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2012 2:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 15, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሚስትቡሽ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 15, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 15, 2012 3:10 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላያ ዓይነት መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 24, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 15, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 15, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ በመቐለ ከተማ ዳዕሮ ኣከባቢ ለሚያስገነበዉ የጋራ መኖርያ ቤት ኣፓርታማ ግንባት የዋለ እንጨት መሸጥ ይፈልጋል ስለሆነም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲ ኮምፒተርን ፣ ፈርኒቸር / ናዉቲ ቤት ዕዮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 26, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ዓለባን /ጨርቃ መርቂ /፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 24, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/