ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ዝተካረዮ ቤት ዕዮ ህንፃ ንፀሓይ መከላከሊ መጋረጃ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 26, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 26, 2012 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከፀግንን ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ tሃነፅትን ኣባላትን ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 5, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ምም/ር መኪና ሞዴል LN166L ዝኮነት መኪና ሰርቢስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2012 4:30 Morning (closed)
  • Location: ጣንቓ ኣበርገ
  • Bid Opening Date: የካቲት 5, 2012 5:00 Morning
  • Bid Bond: 7,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 26, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/