ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 7, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 7, 2013 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 10, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 10, 2013 4:32 Morning
  • Bid Bond: 25,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

የትግራይ ክልል የአካባቢ ጥበቃና ገጠር መሬት አጠቃቀምና አስተዳደር ኤጀንሲ ለ2013 ዓ.ም በጀት ዓመት ለኤጀንሲው አገልግሎት የሚውል የፅሕፈት መሳሪያዎች ፣ የኤሌከትሮኒክስ እቃዎች ፣ የህትመት ስራዎች ፣ ሞተርሳይክሎች ፣ የመኪና ወለዋወጫ እቃዎችና የመኪና ጥገና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደስ የአንድ አመት ውል ለማሰር ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 6, 2013 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 6, 2013 3:30 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ጽ/ቤት ድርጅቶችን የጽህፈት ዕቃዎች፣የጽዳት ዕቃዎች፣ የኤሌከትሮኒከስ (የICT) ዕቃዎች፣ ደንብ ልብስ ዕቃዎች፣ የቢሮ መገልገያ እቃዎች፣ የመኪና እቃ መለዋወጫ (Spare Parts) )በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ

  • Posted Date: ማክሰኞ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 14, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 14, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: የጨረታው ማስከበሪያ መጠን ብር በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፕላንቴሽን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት መሬትን ማዓድን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ኣቅሑት ( Animal Feed meal processing machine single shaft vertical feed mixer ( prodaction capacity above 1000 kg per hour ) ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2013 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2013 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዲኮር ተዓዲጉ ንክቐርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2013 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2013 2:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑን ፣ ባትሪን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 9:00 Morning (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 9:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/