ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 24, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዳ/ት ም/ሓ/ማ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ቢሮና ንብረት ምጉዕዓዝ ምርጋፍን ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ አወዳዲሩ ዉዕሊ ከእስር ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2013 2:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2013 2:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2013 ዓም ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን፣ ናይ ሰራሕተኛታት ካፍተርያ ንኣናእሽተይ ደቀቅትን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 24, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ ኣጎልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስ ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት እትዉዕል ናይ ደረቕ ጓሓፍ መጓዓዓዚ መኪና ብግልፂ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ዳዕሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/