ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 18, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2013 5:00 Morning (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2013 5:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 18, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 18, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ የተለያየ መጠን ያላቸዉ ኦርጅናል ስታርተር ባትሪ ( Starter Battrey 12 V 70 AH Electrical Plaster , Battery , Charger 12/24 VDC 400 A and lubricant oil 15/40 ) ግዥበጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 8:15 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 29, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገልን ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 2, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 2, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,001.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ካብ መደበኛ በጀት ን 2013ዓ/ም ኣብ ከተማ ዳንሻ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ንዝርከቡ ቀለብ ባኒ አወዳዲሩ ክምግብን ከምኡ እዉን ናይ ከተምኡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ፅገና ጋረዥ ከካይድ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዳንሻ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ ክፍለ ከተማ ወረዳ 3 ዝርከብ ድምር ስፍሓት 2000 ካሮ ዝዓረፎ ቤዝመንት ሓዊሱ በዓል 11 ደብሪ ህንፃ ኣዉትሶርስ ዉክልና ሂባ ክተመሓድሮ ስለ ትደሊ ንክትዳተፉ ትዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2013 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2013 9:00 Morning
  • Bid Bond: 300,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ተንከፍ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ጎማን ባትሪን መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 2, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 2, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/