ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ መጋጣጠምን ቆፃርን ቱቦን ካልኦት ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣ ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2013 8:20 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2013 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 26, 2013 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Opening Date: መስከረም 26, 2013 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ፣ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 26, 2013 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2013 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 25, 2013 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 25, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 መሳርሒ ሕትመት 5መሳርሒ ኣቅሑ ፅሬት 6 ደንቢ ክዳን 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቡንባ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2013 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ዳዕሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2013 3:32 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 6, 2013 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 6, 2013 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

መከላከያ ኮንስትራክሽን ኣብ ዓዲ ሾህ ደላ ሳምረ ዘስርሖ ዘሎ መንገዲ ፅርግያ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ክሬሸር ክካረ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 1, 2013 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 1, 2013 8:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ማሽነሪ ክራይ/

የገዋኔ ግብርና ቴ/ሙያ ስልጠና ኮሌጅ በ2013 በጀት ዓመአት ለተለያዩ የስራ እንቅስቃሴ የሚያስፈልጉን እቃዎችን ከሀገር ውስጥ አቅራቢዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመስራት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 22, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 10, 2013 4:30 Morning (closed)
  • Location: ኣፋር
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 10, 2013 5:00 Morning
  • Bid Bond: 1%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የአፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትምህርት ቢሮ ለ2013 ዓ.ም የትምህርት ዘመን ከአለም ምግብ ፕሮግራም ድጋፍ የተገኙትን አልሚ ምግቦች ከድርጅቱ ከናዝሬት ፣ ኮምቦልቻና መቀሌ መጋዘኖች በክልሉ ስር ለሚገኙ 578 የመጀመሪያ ደረጃ ትምህርት ቤቶች የሚውል አልሚ ምግቦችን ለማጓጓዝ በሁለት ሎት በመክፈል

  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 22, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 7, 2013 11:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፋር
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 7, 2013 3:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/