ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ መኪና መፀገኒ ዝከዉን ጋራጅን ንሞተር ብሽክሊታ ዝፅግን በዓል ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከፀግን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 28, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: ኣፅቢ ወንበርታ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 28, 2016 5:30 Morning
  • Bid Bond: ባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ : ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ መሳርሒ ሕትመት : ሎት ሰለሰተ ላፕቶፕ ኮምፒተር : ሎት ኣርባዕተ ሃንድ ዎሽ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 1, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 1, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጥዕና ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲን : መገልገሊ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 3, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 3, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 100.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 2, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 2, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 : ንኤሌክተሮኒከስ 1500 : ንኣቅሑት ቤተ ፈተነ 5000 : ንላብራቶሪ ኣቅሑት 10000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 24, 2016 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 24, 2016 9:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 27, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 27, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20 000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነት ሕትመት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 18, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 18, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 19, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 19, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ቋንቋ ትርጉም /