ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንግዶ ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድግ ይደስ።

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 17, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 18, 2016 2:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 20, 2016 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 21, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ኣብያት ፅሕፈት ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታትን ዝተፈላለዩ ሐደሽቲ ንብረታትን ንምዉጋድ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 18, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 18, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም እቲ ቤት ፅሕፈት ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ እግሪ ወንበር ከኩዕት ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 23, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 23, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ንበዓል መዚ ሐለዋን ከባቢን ለዉጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዳታቤዝ ማናጅመንት ሰፉትዊር በቲ ዘቅርቦ ዘሎ ዝርዝር መምርሒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ዉሽጢ አታአታቲዉ ዝዉዳእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የትግራይ ክልል ግብርናና ተፈጥሮ ሃብት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን የተለያዩ ዕቃዎችና አገልግሎቶች ማለትም፡- ሎት 1. ፖሊንቲቲቭ፤ ሎት 2. አነስተኛ የእጅ የእርሻ መሳርያዎች፤ ሎት 3. ማዳበርያ የማጓጓዝ አገልግሎት፤ በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፤

  • Posted Date: ቀዳሜ ሚያዝያ 12, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 28, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 28, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/