ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: -18, 1745 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣገልግሎይ ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 4, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማይኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ሆስፒታል አገልግሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤለክትሪክ ህንፃ ተገጣጠምቲ ንብረታት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2017 2:30 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2017 2:31 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፊልድ ግልጋሎት ዝዉዕላ መካይን ምክራይ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 17, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መስከረም 30, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 30, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መገጣጣሚ ትቦ : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ፅሬትን : ኣቅሐት ኤሌክትሪክን : ፓምፕ ሴትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 5, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 5, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 1, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጂስቲክስ የመቸስ ወደብና ተርሚናል ቀለቤታችን ለ2017ዓ/ም በጀት ከተያዘ የማሽሪ እቃዎች በጨረታ አወዳደሮ ለመግባት ስለፈለገ ነህ በታች የተዘረዘሩ መለኪያዎች ዋጋ ሞልታችሁ እንድትልኩልን በትህትና እናሳውቃለን፡፡

  • Posted Date: ሮብ መስከረም 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መስከረም 27, 2017 5:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 27, 2017 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ UNDP በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/