ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት መሳርሒ መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ : ንፅሕፈት መሳርሒ ዝኮን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 23, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 23, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2017 10:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 14, 2017 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ጣፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 15, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2017 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2017 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ቢሮ ቁልፊ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2017 6:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 15, 2017 8:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/