ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2017 9:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2017 10:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንስራሕቲ ፕሮጀክት ተገልግል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 11, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንዘለዎኦ መካይን ሰርቪስ ንምግባርን ንምዕጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 18, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/

ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ሞተራት ኣቁሕት አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2017 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50.00
  • Bid Document Price: ይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ፡ ናይ ሕትመት ስራሕቲ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፡ ኣቅሑት ቢሮን ስራሕቲን ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ሕድሕድ ድማ 3000 ቅርሺ
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

The Ethiopian Red Cross Society Tigray Regional Branch office invites eligible and qualified contractors of category of GC, BC, or WC 5 and above

  • Posted Date: Friday 18th, October 2024 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Wednesday 30th, October 2024 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 30th of October 2024 10:00 am
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 800.00
  • Tender Category House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ቱቦታትን ፊቲንጋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ Deuth 24KW ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/