ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፈርኒቸር ዕድጊት ን2017 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 16, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 16, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30,000.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 16, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 16, 2017 5:00 Morning
  • Bid Bond: ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ብር : ናይፈልሲ ጣበያ መሳርሒ ሕርሻ 3000 :ንዝርገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን መገጣጠምን 3000 :መድሓኒት እንስሳን 4000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 20, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 20, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ባትሪ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 2, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 3, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 15, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 15, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 6, 2017 10:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 6, 2017 10:30 Morning
  • Bid Bond: 15,100.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ፅ/ፅ/ሓ/ል ናይ መኪና ጎማን ባትሪ አቅሑትን ናል ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዳአንቲ ማኒፋክቸሪይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡:

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ጥሪ 1, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 1, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/