ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ናይ ዓዲ ቆለማይ ናይ ጀነሬተር ስውች ቦርድን ዝሓዘ ገዛ መስኮት ብመንድቅ ንምስራሕ (ንምዕፃው) ንመንደቂ ዘገልግል ብሎኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ የእቃዎች አቅርቦት ግዥ፣ ኮንስትራክሽን ስራዎች የማማከር ስራዎችና የሶላር መሰረተ ልማት ከህጋዊ ነጋዴዎችና ኮንትራክተሮች በግልፅ ብሄራዊ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለማሰራት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: -18, 1745 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: በየ ሎቱ ይለያያል
  • Bid Document Price: በየ ሎቱ ይለያያል
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Aksum University demands the procurement of construction of Residential house for medical Doctors, Residency students and Specialists.

  • Posted Date: Tuesday 08th, April 2025 12:00 pm (about 1 year ago)
  • Closing Date: Tuesday 30th, November -0001 12:00 am (closed)
  • Location: Axum
  • Bid Opening Date: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • Bid Bond: 500,000.00
  • Bid Document Price: 1,500.00
  • Tender Category House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2017 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2017 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና ባትሪን መለዋወ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2017 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2017 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ወረዳ ከተማ ዓዲ ግራት ቤት ፍርዲ ን2017 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ዝውዕሉ ንብረታት ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 9, 2017 6:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 9, 2017 7:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 14, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 14, 2017 3:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 21, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 21, 2017 4:15 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/