ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእኸል ኣብ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ግልጋሎት ዝዉዕ ከም ምምቲ ናይ ብረት፣ ናይ ጣውላ ናይ ብሎኬት ማሽናትን ሃለቅቲ ናይ ዎርክሾፕ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2017 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 26, 2017 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሓብሓቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2' ሰሙን ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ዕንጨይቲ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኸእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2017 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2017 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 6, 2017 4:35 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ።

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 9, 2017 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሄሮ ኣቺቨር 150 ሲሲ/ሞተር ሳይክል መስዋወጢ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2017 3:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ አቁሑት ኣቁሑት ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2017 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 9, 2017 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ICT ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (about 1 year ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2017 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/