ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: መጋቢት 25, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 25, 2018 04:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ፕሮግራም ዘላቂ ኣታሕዛ መሬት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ማለት ናይ እፅዋት ዘርኢን ፡ ኣትክልትን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: መጋቢት 25, 2018 04:30 Morning (closed)
  • Location: ላዕላይ አድያቦ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 25, 2018 05:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንስን ወረዳ ዓድዋ ን2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ደርሆን ፡ ናይ ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 6, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 6, 2018 04:15 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: መጋቢት 30, 2018 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 30, 2018 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ሴክተራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ፈርኒቸራትን ፡ ናይ ማይ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 21, 2018 (26 Days)
  • Closing Date: መጋቢት 30, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: መጋቢት 30, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Imagine 1 Day International Organization invites eligible contractors to bid for the construction of TLS (Toilet Learning Spaces) in three lots across Raya-Chercher, Korem, and Zata districts of Tigray Region.

  • Posted Date: Monday 30th, March 2026 12:00 pm (26 Days)
  • Closing Date: Wednesday 08th, April 2026 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 08th of April 2026 9:30 am
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 600.00
  • Tender Category House & Building Construction/

Imagine 1day International Organization invites sealed bids for the supply of laptops, USB flash cards, sewing machines, water tanks, and speakers.

  • Posted Date: Monday 30th, March 2026 12:00 pm (26 Days)
  • Closing Date: Tuesday 07th, April 2026 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 07th of April 2026 10:30 am
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Construction Material, Equipment and Machinery/ Electrical Equipment & Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/ Pipes and Fittings & Fixtures/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 21, 2018 (26 Days)
  • Closing Date: መጋቢት 23, 2018 11:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 24, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/