ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ንመጋየፂ መካይን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 6, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች እና የህንፃ ግንባታ ስራ በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ጥቅምት 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 13, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽ ክልልትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጌጣጌጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትድሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆሰፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ፅሬት፡ ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ኣቁሑት ህንፃ መሳርሒ ፡ኣቁሑት ቢሮ ፡ዉፅኢታት ጨርቃመርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 4, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ካልኦት ሀለቅቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፡ናይ ሞተርን መካይን ስፔር ወይድማ መለዋወጢ ኣቁሑተ ፡TVS ሞተርን ባጃጅ ሰለስተ እግራ ፡መፃሕፍቲን ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 14, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

INVITATION TO BID FOR THE Vehicle Rent

  • Posted Date: Tuesday 03rd, November 2015 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Thursday 12th, November 2015 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Heavy Machinery Purchase/

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ፡ናዉቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑተ ፡ምግቢ ኣቅርቦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/