ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒታትን ፅሬት :Electronics : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ (GMF& A) : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date:
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዓይነት ንብረት ብዝርዝር እንትገልፅ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 23, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣላማጣ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 23, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

Chain of Love for human and Environmental Development(COLHED) – Adigrat invites sealed bids from bidders from eligible bidders for the procurement to drill & construction 4shallow wells with full accessories in Berahle wereda ,Afarof fulfilling the following minimum criteria

  • Posted Date: Friday 18th, March 2016 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 30th, March 2016 12:00 am (closed)
  • Location: Berahile
  • Bid Opening Date: Wednesday 30th of March 2016 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category Water Works Construction/

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሕታት ፅሕፈት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡አቁሑት ቢሮ ፡ናዉት ትምህርቲ ፡መሳርሕ ህንፃ ፡ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል፡ ሞተር ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል ፡ስፔር ፓርት መካይን፡ መድሓኒት እንስሳ ፡አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 22, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location:
  • Bid Opening Date: መጋቢት 22, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት ቤቶች ልማት ኤጀንሲ በወልቃይት ስካር ፕሮጀክት ለሚገነባቸዉ ቤቶች አገልግሎት የሚዉል የኮንስትራክሽን፣ የኤለክትሪክና፣ የሳኒተሪ እቃዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህ

  • Posted Date: ኣርብ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 26, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ወልቃይት
  • Bid Opening Date: መጋቢት 26, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 25,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Trans Ethiopia PLC , the largest trucking company in Ethiopia ,wants to purchase different spare parts for sino Trucks. Thus and invited to participate in the bid in line with the under listed instructions/terms and conditions

  • Posted Date: Friday 18th, March 2016 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Tuesday 05th, April 2016 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 05th of April 2016 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category Vehicle Spare Part/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ጉሎመከዳ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የመቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች እና የህንፃ ግንባታ ስራ በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ መጋቢት 9, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 21, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 21, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ውፅኢት ቆርበት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ን3ይ ዙር ምርኢት ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂ ድሕሪ ምህርቲ ሕርሻ ዝዉዕል ሕትመት( መፅሄት: ቲ-ሸርት : ቆበዕ : ባነር : ፖስተር : ስቲከርን ሊፍሌትን ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/