ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማለትዉን ማንፋክቸሪንግ ቴክኖሎጂ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ዋተር ቴክኖሎጂ አዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኤለክትሪክ ቴክኖሎጂን መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

INVITATION TO BID FOR THE Construction of Class room block

  • Posted Date: Friday 16th, September 2016 12:00 am (over 10 years ago)
  • Closing Date: Friday 23rd, September 2016 12:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 23rd of September 2016 12:00 am
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category House & Building Construction/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይቢሮ አቁሑት ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 17, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 17, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 1,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ቪድዩ ካሜራ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሕፍትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ንዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከሕትም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት): ሕትመት ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 18, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 18, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲ : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : መገጣጠሚ ባንባ ማይን :ደንቢ ክዳንን: ምግብን :ፅሬት: መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን :መገልገሊ እቲ ቢሮ ሻሂ ፍርጅን ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ፅገና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሀለቅቲአቁሑትን: ሕትመታት :አቁሑት ፅሬት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ;:ኮምፒተርን ኮምፒትር አክሰሰሪን ናይ ንእሽተይን ዓበይትን መካይን ስፔራት :ናይ ግሪደር ስፔር :ሞተር ሳይክል: ናይ ስፖርት ዕጥቅታትብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (over 10 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 20, 2009 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/