ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 25, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣሕፈሮም
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 25, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዱስትሪ አማ መቐለ ፋብሪካ ለፋብሪካዉ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ዓይነት የፅሐፈት መሳሪያዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ነሐሴ 12, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 18, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 18, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያስገነባዉ ህንፃ ዋተር ፕሩፍ(Shear wall water and damp proofing) በጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል::

  • Posted Date: ሮብ ነሐሴ 11, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሐሴ 19, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሐሴ 19, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታለ ኮረም ዝተፈላለዩ አቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 30, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 30, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዞም ቀፂሎም ተገሊፆም ዘለዎ ስራሕቲ ሕትመት :ጋዉን በዓል ሞያ ጥዕና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ማለት እዉን ፍርጅ: ከምኡዉን መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 26, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 26, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቲ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብቲ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 19, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2009 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 24, 2008 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 24, 2008 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/