በትግራይ ክልል የኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ሕንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን በ2011 በጀት ዓመት ሑመራ ከተማ ሆስፒታል ህንፃ ፕሮጀክት ግንባታ ለማካሄድ በደረጃ BC-5/GC-6 እና ከዛ በላይ ለሆኑ ኮንትራክተሮች አጫርቶ ለመስራት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 7, 2011 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 7, 2011 2:01 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት (stationary) ብጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝሰዕብ ረቋሓ ተመልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ኮሌጅና ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታተን ናይ መኪና ስፔር፣ናይ እንስሳት ናውቲን መድሓኒትን፣ናይ ኤሌክትሪክ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ኣቑሑት ፣ናይ ፅሬትን ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘለዎም መጠን ዘለዎም ፓዳት ክሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡን ትኽእሉን ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 20, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሙዚቃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ሰነድኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 30, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 30, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ ንብረቶች በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2011 8:15 Morning
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/