ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 20, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች ይዞ የመጣ የጣዉላ ሳጥን : አሮጌ ጣዉላ : ኬብሉ ናብረቱ የተፈታ ድራም ፣ ያገለገለ ጠረጴዛ፣ ያገለገለ ወንበር፣ እና የእንጨት ምሰሶ ባለበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 29, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 12, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 12, 2011 8:15 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል አብ ከተማ መቐለ ከባቢ ላጪ ንዝሰርሖ ዕዳጋ ማእኸል/ መክዘንን መሸጥን ዕደጋ ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ንኣማኸርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ፣

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 8, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 8, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

በአገር መከላከያ ሚ/ር በሰሜን ዕዝ ስር 4ኛ ሜ/ክ/ጦር የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች፣የኤሌክትሪክ ዕቃዎች፣የተለያዩ አላቂ የፅህፈት መሳሪያ፣የጀኔሬተር መለዋወጫ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ ጥቅምት 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 11, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 11, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 580.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንከተማና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት (ባውዛ) መብራህቲ ምስ ኣምፖሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 13, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 13, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 11, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/