ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክልካል ሓዊ ባርዕ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 25, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 25, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትግራይ ሁለገብ የገበያ ፈደሬሽን ኣንድ ያገለገለ ተሽከርካሪ በስራ ላይ የሚገኝ ሞዴል 75LG1 በመሸጥ ለሰራተኛ የሚሆን ሚኒባስ መግዛት ይፈላጋል፡፡ ሰለዚ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡ ሰለዚ ተጫራቶች

  • Posted Date: ኣርብ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 27, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 27, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዕድጊት መኪና/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቢሮ ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕል ባንኮኒ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 3, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 3, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ማለት ሞተር ሳይክልን ኣቅሑት ሳኒተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 7, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ማይ ፀብሪ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድሊ ዝ/ዩ ኣፋውስ ናውቲ ሕክምና ንምግዛእ በቲ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 7, 2011 5:00 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ኃ/የተ/የግ/ማህበር በ2019 /2020 ዓ.ም ምርት ዘመን ፀረ-አረም ጅምላ ጨራሽ/አይመርጤ/ non selective herbicide chemical /ኬሚካል በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ማክሰኞ መጋቢት 17, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 10, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 10, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/

የትግራይ ልማት ማህበር በአክሱም ከተማ የሳይንስና ቴክኖሎጂ ማእከልና የወጣቶች መዝናኛ ማዕከል ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ኣርብ መጋቢት 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 11, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 11, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/