ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፈርኒቸር /ናውቲ ቢሮ/፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 2, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 2, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ ለፋብሪካው ኣገልግሎት Jenesys SI የተባለ የኣንቲ ስካለንት የኬምካል ዓይነት በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ማክሰኞ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 20, 2011 4:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 20, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ናይ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንብረት ዝኮነት ዝተባላሸወት መኪና ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባላሸወት መኪና ብናይ መፅዓንን መራገፍን ፅዒኑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መሳልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 10:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 10:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት ማህንድራ መኪና መለዋወጫ እቃዎች ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ማክሰኞ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 12, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 12, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/