ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ፍረ ስውኣት ማሽን ምስ ፕሪንተሩ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2011 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2011 2:01 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ሓለዋ ሰነ-ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ፡፡ ስለዚ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም፤

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 12, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 12, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የመከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ባለ ሶስት ኮከብ ግንባታ ፕሮጀክት የሚውል የኣርማታ ኣብኩቶ ሙሌት እና ፎርም ወርክ ኣቅርቦት እና ማሸግ ስራ ግዥ ለመፈፀም፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ በሳብ ኮንትራክት ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ሮብ ግንቦት 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ግንቦት 29, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ግንቦት 29, 2011 8:31 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ዋይ ዝተረከበ በጀት ንደቂ ኣንስትዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ተመሊሱ ዝሕፀብ ሰሌፓድ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 10, 2011 8:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 11, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መስተካከሊ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን መዓልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እምባ ኣላጀ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ንብረታት ንምድብ 1- ንዳታ ማእከል መስፋሕፍሒ ዘገልግሉ ኣቅሑት materials for data center types of device and expansion /፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 7, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 8, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/