ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 22, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 22, 2011 5:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሓምለ 2, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 3, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዘለዎ ዘገልገሉ ንብረታት ቱቦታት ብረት ናይ ማይን፣ መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ቱቦታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 27, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Opening Date: ሰነ 27, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ር/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 24, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 24, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት የጤና ቢሮ የህትመት ሥራዎች እና የታብሌት ኮምፒዩተሮች ከህጋውያን ነጋዴች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ሰኔ 20, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰኔ 28, 2011 3:59 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰኔ 28, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

  • Posted Date: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 28, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 29, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ትውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • Posted Date: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ሰነ 27, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 27, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/