ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግዝኢትን ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

  • Posted Date: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 30, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 30, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር 1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ቀረብ ግልጋሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሕታት 3 ናየ ተሽከርከርቲ መኻይን 4 ናይ ሞተር ሳይክል 5 ናይ ጀነሬተራትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ሞዴል መኪና እስፔር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 10, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 10, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

መቐለ መዕበዩ ህፃናት ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ፍሉይ ቦታ ማይዱባ ኣብ ዝርከብ ግቢ ክልተ ኣደራሻት ንምክዛን ጥራሕ ከካሪ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 15, 2011 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 15, 2011 8:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኽዝን/

ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጠቀማሉ ላባጆ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 10, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 10, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ፋይናንስን 1 ዝተኣከበ ዕንፀይቲ 2 ዝተቆራረፀ ቆርቆሮን ቴንዲኖን 3 ቁርፅራፅ ትቦ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 23, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 23, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ በጀት ዓመት 2012 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ መኪና ፣ ሞተርሳይክልን ጀነሬተርን እስፔር ፓርትን 2 ፒክ ኣፕ ዳፕል ጋቢና ክራይ ክካረ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 21, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 22, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታትን እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 10, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 10, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ካልኦት ፅገና/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/