ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፣ ፅሬት ኣቁሑትን ስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 7, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 አቁሑት ቢሮ 4 ስራሕቲ ሕትመት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 6, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራት ዕደጋ ልምዓት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 1, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 1, 2011 11:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ም ነጀት ዓመት ናይ መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 6, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 6, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ዓለባን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 7, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 7, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/