ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔራት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 1, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 1, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በሃገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰ/ዕዝ ጠ/መምሪያ የተለያዩ ያገለገሉ የመመገቢያ፣ የማብሰያ የቢሮ ዕቃዎችህክምና ዕቃዎችእናየሙዚቃ መሳሪያዎች አጫርቶ መሽጥ ይፈልጋል።

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 30, 2012 2:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 30, 2012 2:05 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በአገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠ/መምሪያ ለ2012 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ ጀነሬተር እና ሰመር ሳብል ፓምፕ፣ የኤሌክትሮኒክስ፣ የኮንስትራክሽን እና የቧንቧ ዕቃዎች፣የኤሌክትሪክ ዕቃዎች፣ የጀነሬተር መለዋወጫ ዕቃዎች፣ የቅፃ ቅፅ ህትመት፣ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት እና ማሳተም ይፈልጋል

  • Posted Date: ቀዳሜ ኅዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ኅዳር 30, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ኅዳር 30, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ የበሰለ ዳቦ አቅርቦት የእንጀራ መጋገር አገልግሎት የታሸገ ውሃ 600 ሚሊ የእህል፣የዛላ በርበሬና ቅመማቅመም የወፍጮ አገልግሎት ስራ የጥበቃ አገልግሎት ስራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ ኅዳር 12, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ታኅሣሥ 2, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታኅሣሥ 2, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Bid Document Price: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 18, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት ኣቅሑትን ፣ ሕትመትንን ፣ ክንገዝእ /ከነሐትም/ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2012 9:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላየ ናይ ፅሬት ኣቅሑ፣ መኪና ዲኮር ፣ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ካፍተርያ ኣግኣዚኦፕሬሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 29, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: ዝተላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን መቐለ ንኩለን ከ/ስራሕቲ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/