ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ ለፋብሪካዉ ኣገልግሎት የሚዉል ብዛቱ 400 ዕሽግ ባለ 5ኪ/ግ ደረጃዉን የጠበቀ የዱቄት ሳሙና በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 25, 2012 8:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 25, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ስሩዕ በጀት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላማደርያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 1, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 1, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 29, 2012 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 29, 2012 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ፅገና ኣጎልግሎት፣ ናይ ካፍተርያን ሬስትራንትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መደባይ ዛና
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ መለዋወጢ፣ ናይ መኪና ጎማታትን ካላማደርያን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 3, 2012 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 4, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 20.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ተሽካርካሪ ወንበርን ጠረጰዛን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 24, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 24, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/